Logo Lanfrica
  • Home
  • Atlas
  • Insights
  • Docs
  • Sign in

© 2026 Lanfrica. All rights reserved. All copyrights of the resources shown on the Lanfrica website belong to the original copyright holders, unless explicitly stated otherwise.

aatoshem/Creating-A-Gmail-Account-Tigrigna

Creator:
aat
Host:
Steps to create a Google Mailing Account in Tigrigna ## ሓዲሽ ጉግል ኣካውንት (ጂሜል) ምምዝጋብ Step 1: Click this link Google Account Step 2: ``` For myself ``` ትብል ዝላ ንመርጽ Step 3: 1. ኣብዚኣ ድም ሽምናን ``` First Name ``` ሽም ኣቦናን ``` Last Name ``` ንመልእ 2. ኣብታ ትሕቲኣ ዘላ ድማ ኢሜልና ንመልእ (ኢሜልና ብኻልኦቶ ሰባት ቅድሚ ሕጂ ዘይተወስደ ክኸውን ኣለዎ) 3. ኣብታ ``` password ``` ትብል ዘላ ድም ንሕና ትራሕ ክንፈጣ ዝግብኣና ፓስዎርድ ክልተ ግዜ ንመልእ Step 4: ኣብዚኣ ድማ ቁጽሪ ስልክና ንመልእ Step 5: ኣብታ ስልክና ዝተሰደትልና ሜሰጅ ኣላ ኣብዚኣ ንመልኣ Step 6: 1. ኣብዝኣ ድም ዝተወልድናሉ ወርሒን ፡ ምዓልትን ፥ ዓመተ ምህረትን ንመልእ 2. መሊእና ምስ ወዳእና ነታ ``` Next ``` ትብል ዘላ ንጥውቃ Step 7: ኣብዚኣ ድማ ነታ ``` Yes, I'm In ``` ትብል ዘላ ንጥውቃ Step 8: ኣብዚኣ ድማ ንታሕቲ በታ ኣብ ጸግዒ የማና ዘላ ተሳሓቢት ንታሕቲ ነውርዳ ፥ ነታ ``` I agree ``` ትብል ዘላ ድማ ንጥውቃ Step 9: ኣብዚኣ ድማ እታ ``` Next ``` ትብል ዘላ ንጥውቃ Step 10: ኣብዚኣ ድማ እታ ``` OK ``` ትብል ዘላ ንጥውቃ Step 11: እንኳዓ ኣሓጎሰኩም ኢሜልኩም ተዳሊይትልኩም ኣላ ሕጂ Step 12: Step 13: ብትግሪኛ ክንጽሕፍ እንተ ደሊና ኣብዚኣ ንጠውቅ Tigrigna Keyboard እቲ ክንብሎ ዝደለና ጺሕፍና ምስ ወዳእናዮ ```COPY ``` ንጥውቃ Step 14: ንምሳሌ Step 15: ኣብቲ ናትና ኢሜል ተመሊስና ኣብቲ ማእክል ናይቲ ንሰዶ ኢሜል ``` CTRL + V ``` ኣብቲ ኪቦርድ ናትና ንጥውቅ Step 16: እታ ዝተሰደት ኢሜል ኣብቲ ናይቲ ዝስደድናሉ ስብ ኢሜል ክምዚ ኢሉ ይበጽሖ Step 17: ምስ ክፈቶ ድማ ከምዚ ይመስል

Visit

github.com

Languages

Tigrigna