Steps to create a Google Mailing Account in Tigrigna
## ሓዲሽ ጉግል ኣካውንት (ጂሜል) ምምዝጋብ
Step 1: Click this link Google Account
Step 2: ``` For myself ``` ትብል ዝላ ንመርጽ
Step 3:
1. ኣብዚኣ ድም ሽምናን ``` First Name ``` ሽም ኣቦናን ``` Last Name ``` ንመልእ
2. ኣብታ ትሕቲኣ ዘላ ድማ ኢሜልና ንመልእ (ኢሜልና ብኻልኦቶ ሰባት ቅድሚ ሕጂ ዘይተወስደ ክኸውን ኣለዎ)
3. ኣብታ ``` password ``` ትብል ዘላ ድም ንሕና ትራሕ ክንፈጣ ዝግብኣና ፓስዎርድ ክልተ ግዜ ንመልእ
Step 4: ኣብዚኣ ድማ ቁጽሪ ስልክና ንመልእ
Step 5: ኣብታ ስልክና ዝተሰደትልና ሜሰጅ ኣላ ኣብዚኣ ንመልኣ
Step 6:
1. ኣብዝኣ ድም ዝተወልድናሉ ወርሒን ፡ ምዓልትን ፥ ዓመተ ምህረትን ንመልእ
2. መሊእና ምስ ወዳእና ነታ ``` Next ``` ትብል ዘላ ንጥውቃ
Step 7: ኣብዚኣ ድማ ነታ ``` Yes, I'm In ``` ትብል ዘላ ንጥውቃ
Step 8: ኣብዚኣ ድማ ንታሕቲ በታ ኣብ ጸግዒ የማና ዘላ ተሳሓቢት ንታሕቲ ነውርዳ ፥ ነታ ``` I agree ``` ትብል ዘላ ድማ ንጥውቃ
Step 9: ኣብዚኣ ድማ እታ ``` Next ``` ትብል ዘላ ንጥውቃ
Step 10: ኣብዚኣ ድማ እታ ``` OK ``` ትብል ዘላ ንጥውቃ
Step 11: እንኳዓ ኣሓጎሰኩም ኢሜልኩም ተዳሊይትልኩም ኣላ ሕጂ
Step 12:
Step 13: ብትግሪኛ ክንጽሕፍ እንተ ደሊና ኣብዚኣ ንጠውቅ Tigrigna Keyboard
እቲ ክንብሎ ዝደለና ጺሕፍና ምስ ወዳእናዮ ```COPY ``` ንጥውቃ
Step 14: ንምሳሌ
Step 15: ኣብቲ ናትና ኢሜል ተመሊስና
ኣብቲ ማእክል ናይቲ ንሰዶ ኢሜል ``` CTRL + V ``` ኣብቲ ኪቦርድ ናትና ንጥውቅ
Step 16: እታ ዝተሰደት ኢሜል ኣብቲ ናይቲ ዝስደድናሉ ስብ ኢሜል ክምዚ ኢሉ ይበጽሖ
Step 17: ምስ ክፈቶ ድማ ከምዚ ይመስል